ክቡር ጎይታ ኢየሱስ
ናብ ልበይ ምጹ።
ሓጢኣተይ ይቕረ በለለይ።
ሓጸበኒ ኣጽርየኒ።
ሓራ ኣውጽኣኒ።
ኢየሱስ ምእንታይ ስለ ዝሞትካ የመስግነካ።
ካብ ሞት ከም ዝተንሥእካ እኣምን እየ።
ከምኡ ውን ንዓይ መሊስካ ትምለስ ከም ዘለኻ።
ብመንፈስ ቅዱስ ምልኣኒ።
ንዝጠፍኡ ኒሕ ሃበኒ።
ናይ ኣምላኽ ነገራት ጥሜት።
ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስ ንምስባኽ ድማ ቅዱስ ትብዓት።
ኣነ ድሒነ!
ዳግማይ ተወሊደ!
ይቕረ ተባሂለለይ!
ኣነ ድማ ናብ መንግስተ ሰማይ ኣብ መንገዲ ኣለኹ።
ምኽንያቱ ኢየሱስ ኣብ ልበይ ስለዘሎ።
