ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካን ንህይወትካ ድንቂ መደብ ከም ዘለዎን ዝነገረካ ኣሎ ድዩ?

ናይ ብሓቂ ቅልጡፍ ግን ከኣ ኣገዳሲት ሕቶ ኣላትኒ ክሓተኩም። ኣብዛ ካልኢት እዚኣ እንተትመውት፡ ኪኖ ጽላሎት ጥርጣረ፡ ናብ መንግስተ ሰማይ ከም እትኸይድ ብርግጽ ትፈልጥ ዲኻ?

ቅዱስ መጽሓፍ ዘንብቦ ቀልጢፈ ከካፍለኩም። "ኩሎም ሓጢኣት ገይሮም ክብሪ ኣምላኽ ድማ ስኢኖም እዮም" ዝብል ይንበብ። ከምኡውን "ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ፡ ውህበት ኣምላኽ ግና ብኢየሱስ ክርስቶስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።" መጽሓፍ ቅዱስ "ስም እግዚኣብሄር ዝጽውዕ ዘበለ ኺድሕን እዩ እሞ" እውን ይንበብ።

ንስኻ ድማ ካብቶም ‘ዝኾነ ሰብ’ ኢኻ፣ ሓቀይ? ብርግጽ ኢኻ! ኩላትና ኢና!

ቅልጡፍ ጸሎት ክገብረልካ እየ። ጎይታ ንዓኣቶምን ንስድራቤቶምን ነዊሕን ጥዑይን ዕድመ ይሃቦም። ኢየሱስ ንርእስኻ ንዓኣቶም ክውን ግበር፡ ኣብ ልቦም ድማ ቅልጡፍ ስራሕ ግበር። ንኢየሱስ ክርስቶስ ከም ጎይታኦምን መድሓኒኦምን እንተዘይተቐቢሎምዎ ሕጂ ክቕበልዎ እጽሊ።

ሎሚ እግዚኣብሔር ዝሃበካ ህያብ ክትቅበሎ እንተደሊኻ ብድሕረይ እዚ ብልብኻን ከናፍርካን ዓው ኢልካ በል።
