ከም ኣገልጋሊ ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስ መጠን ኩሉ ሓጢኣትካ ከም ዝተሓድገካ ሎሚ እብለካ ኣለኹ።

ኩሉ ግዜ ካብ ኣምላኽ ዘይኮነስ ናብ ኣምላኽ ክትጎዪ ዘክር፣ ምኽንያቱ ንሱ ስለ ዘፍቅረካን ንህይወትካ ዓቢ መደብ ኣለዎ።
